ትግራይ፡ ኣሽሓት ሰባት መጊባ እትውዕል ፈላሲት

መግለጺ ቪድዮ, ትግራይ፡ ኣሽሓት ሰባት መጊባ እትውዕል ፈላሲት
ትግራይ፡ ኣሽሓት ሰባት መጊባ እትውዕል ፈላሲት

ኣብ ትግራይ ከባቢ ዓብይ ዓዲ ዝፈለሰት እሞሆይ ጸጋ ግርማይ፡ መዓልታዊ ን24 ሽሕ ሰባት መጊባ ከምእትውዕል ንቢቢሲ ገሊጻ።