ካብ ነፋሪት ጸዲፉ ዝሞተ በዓል ሞያ ሕክምና ስኒ

መግለጺ ቪድዮ, ካብ ነፋሪት ጸዲፉ ዝሞተ በዓል ሞያ ሕክምና ስኒ
ካብ ነፋሪት ጸዲፉ ዝሞተ በዓል ሞያ ሕክምና ስኒ

ወዲ 24 ዓመት ኣፍጋናዊ ፊዳ ኣብ ሃገሩ በዓል ሞያ ስኒ ዝነበረ ኮይኑ ርእሰ ከተማ እታ ሃገር ካቡል ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ጣሊባን ክትኣቱ ምስተቓረበት ናብ መዓርፎ ነፈርቲ ኣምሪሑ። ናብ ወተሃደራዊት ነፋሪት ኣሜሪካ ክሳፈሩ ክብሉ ካብታ ነፋሪት ጸዲፎም ካብ ዝሞቱ ኣፍጋናውያን ሓደ ድማ ኮነ።