ዙር ርዋንዳ፡ ቅድመ ምድላው ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ

መግለጺ ቪድዮ, ዙር ርዋንዳ፡ ቅድመ ምድላው ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ
ዙር ርዋንዳ፡ ቅድመ ምድላው ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ

ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ብሽክሌታ ኤርትራ ኣቶ ሳምሶም ሰሎሞን፡ ጋንታኡ ኣብቲ ጽባሕ ዝጅመር ዙር ርዋንዳ ተዓዊታ ንምውጻእ ዘኽእላ ምድላው ከምዝገበረት ንቢቢሲ ገሊጹ።