“ሞይተ እንተዝኸውን ምሓሸኒ” ካብ ቃጸሎ ሓዊ ዝድሓነት ዒራቓዊት

መግለጺ ቪድዮ, “ሞይተ እንተዝኸውን ምሓሸኒ” ካብ ቃጸሎ ሓዊ ዝድሓነት ዒራቓዊት
“ሞይተ እንተዝኸውን ምሓሸኒ” ካብ ቃጸሎ ሓዊ ዝድሓነት ዒራቓዊት

ደቀ’ንስትዮ ዒራቕ ኣብ ገዛውተን ልዑል መጠን ዘቤታዊ ዓመጻት ይበጽሐን። ከም ሳዕቤኑ ድማ ብዙሓት ደቀ’ንስትዮ ንነብሰን ብሓዊ የቃጽላ። ካብተን ንነብሰን ዘቃጸላ ዒራቓዊት ሓንቲ ክትመውት ኢላ'ኳ ሓሲባ እንተገበረቶ ክትመውት ኣይከኣለትን።