ኣብ ባይቶ ብፈሳሲ ሕብሪ ዝተገጨበ ሓላፊ ኮሚሽን መረጻ ጆርጅያ

መግለጺ ቪድዮ, ኣብ ባይቶ ብፈሳሲ ሕብሪ ዝተገጨበ ሓላፊ ኮሙሽን መረጻ ጆርጅያ
ኣብ ባይቶ ብፈሳሲ ሕብሪ ዝተገጨበ ሓላፊ ኮሚሽን መረጻ ጆርጅያ

ኣብ ባይቶ ወከልቲ ጆርጅያ ሓላፊ ኮሙሽን መረጻ እታ ሃገር ብፈሳሲ ሕብሪ ተገጪቡ። እቲ ገጫቢ ላዕለዋይ ኣመራርሓ እቲ ዝተስዓረ ተቓዋሚ ውድብ ፖለቲካ እዩ።