መራሒ መኪና ካብ ናይ ባቡር ግጭት ንስክላ ዘምለጠሉ ህሞት

መግለጺ ቪድዮ, መራሒ መኪና ካብ ናይ ባቡር ግጭት ንስክላ ዘምለጠሉ ህሞት
መራሒ መኪና ካብ ናይ ባቡር ግጭት ንስክላ ዘምለጠሉ ህሞት

ኣብ ኣሜሪካ ሓደ ኣብ ጥቓ ሓዲድ ባቡር ተጸጊዑ ደው ኢሉ ዝነበረ መራሒ መኪና ካብ መግጨውቲ ባቡር ንሕንጢጥ/ንስክላ/ ኣምሊጡ። እቲ ዘዋሪ መኪና ብኻልእ ብድሕሪኡ ደው ኢሉ ዝነበረ መራሒ መኪና ተደፊኡ ናብቲ ሓዲድ ድሕሪ ምውዳቑ፡ መኪናኡ ከድሕን'ኳ እንተዘይከኣለ ንነብሱ ግን ኣድሒኑ'ሎ።